top of page

Memento mori - ዘክር፣ መዋቲ ኢኻ።

Because life is fleeting and uncertain, the most meaningful choice we can make is to fully inhabit the present.

ሂወት ሓጻር ካብ ኮነት፣ ጸዓትካን ምጭንናቕካን ኣብታ እትሪኣን እትነብራን ሎሚ ተኾነ እዩ ተመራጺ። 
 

Curiosty-Wisdom-Freedom ሁንጥይነት፡ልቦና፣ሓርነት | memento mori

Step into a space where philosophy, psychology, art, and passion intertwine to shape a life that feels whole — not perfect. ​

ca

WELCOME
እንቃዕ ብድሓን መጻኹም

Step into a space where philosophy, psychology, art, and passion intertwine to shape a life that feels whole — not perfect. What discoveries will you make here? We hope you leave a little more inspired, a little more complete, and wondering what’s next.

 

ኣብዚ ገዛ፣  ፍልስፍና፣ስነ ልቦና፣ ጥበብ፤ ተመስጦ፣ ተሓናፊጸን ንሰብ ምሉኡነቱ እምበር ፉጽምነቱ ከምዘየገድስ ከዘኻኽሮኦ እየን። ናብዚ ብምምጻእኹም፣ ሂወትኩም ዝሓሸት ኮይና ክትከዱ ትምኒትና እዩ።

Shop (ድካን)

Our Services  እንህቦም ኣጎልጉለታት

Affordable places for your stay 
 

መጠነኛ መዕርፎ ኣጋይሽ

Looking to relax and explore the world without breaking the bank? Our lodging provides a budget-friendly solution to mitigate economic challenges.

Key Advantages of Choosing Our Lodging:

  • Affordable Pricing: Our moderate pricing makes us a more accessible option compared to other local accommodations.

  • Multilingual Host: The host speaks Tigrinya, helping overcome potential language barriers for many guests.

  • Women-Only Option: The availability of women-only accommodation provides enhanced security and comfort for female guests.

ክትዛወኑ፣ክትገሹ፣ክትጋዓዙ፣ ኮታስ ንዓለም ክትድህስስዋ ደሊኹም፣ግን ዘለኩም ዓቐን ገንዘብ ምትእኽኻል ኣብይኩም ድዩ፧ ነዚ ቁጠባዊ ጸገም ዘቃልል መፍትሒ ኣለና።ንሱ ኻኣ፣ ብዝተመጣጠነ ዋጋ እትዕርፍሉ መዕርፎ ኣጋይሽ ኣብዚ ኣዳሊናልኩም ኣለና።

ነዚ ናትና መዕርፎ ኣጋይሽ ተመራጺ ዝገብሮ ነጥብታት፥

  1. መጠነኛነቱ፤ አዚ ማለት ካብ ካልኦት መዕረፊ ኣጋይሻት ብዝሓሰረ ዋጋ።

  2. ዋና ናይቲ እተዕርፍሉ ገዛ፣ ቃንቃ ትግርኛ ይመልኽ። እዚ ኻኣ፤ነቲ ክህሉ ዝኽእል ናይ ቃንቃ ጸገማት ይፍትሖ።

  3. ደቂ-ኣነስትዮ ዝያዳ ውሕስነት ዝፈጥረለን፣ናይ ደቂ-ኣነስትዮ ጥራይ መዕረፊ ውን ኣለና።

Service ኣገልግሎት
Service ኣገልግሎት
Contact Us ተወከሱና

Math help ናይ ሕሳብ ሓገዝ

We help students by giving math classes. With us, you will:

  • Understand math better

  • Solve problems with confidence

  • Get help whenever you’re stuck

  • Improve your grades

ናይ ሕሳብ ሓገዝ ንዝተፈላለዩ ደረጃ ትምርቲ ዘለወም ተማሃሮ ንህብ። 

We teach the following languages: 
እዞም ዝስዕቡ ቋንቋታት ንምህር፤

  • Tigrigna, Swedish, and English

  • ትግርኛ፡ ስዊድኛ፡ እንግሊዘኛ

Holistic Wisdom Coaching
ኩለንታዊ ልቦናዊ ምኽርታት

  • A form of life guidance that helps you find clarity, balance, meaning, and direction using a blend of philosophical insight, psychological understanding, and whole-life perspective.

  • ኣብ ፍልስፍናን፣ስነልቦናን መሰረት ዝገበሩ፣ንሂወትካ ናብቲ ትደልዮ ኣንፈት ክትመርሓ ዝሕግዙ ኩለንታዊ ልቦናዊ ምኽርታት።

Do you have a property you would like to rent with us?

Please complete the form on the right, and we will review your details and get in touch with you shortly.

 ዝካረ ገዛ ወይ ክፍሊ እንተሊኩም

ንሓጺር ይኹን ንነዊሕ እዋን ክተካርይዎ ትደልዩ ገዛ ወይ ክፍሊ ኣለኹም እንተኾይኑ፣ኣብ የማን ዘሎ ቅጥዒ መሊእኩም ስደዱልና፤ዝርዝር ሓበሬታኹም ሪኢና ኣብ ቀረባ እዋን ክንምለስኩም ኢና።

Tell us the from and to dates you want to rent it out. እቲ ገዛ/ክፍሊ ካብ ዕለት ክንደይ ክሳብ ዕለት ክንደይ እዩ ናጻ፧

Anything else you’d like us to know? Feel free to add it here.

ዝኾነ ክትውስኽዎ ትደልዩ ሓበረታ እንተልዩ፣ ኣብዚ ታሕቲ ጸሓፉልና።

Upload photos of your house or room here. Please note that these images will be published on our website for tenants to view.

ስእልታት ናይቲ ገዛ ወይ ክፍሊ ኣብዚ ስደዱልና።ንኣፍልጠኹም፣ እቲ ስእልታት ንተኻረይቲ ንምርኣይ ኣብዚ መርበብ ሓበረታና ክልጠፍ እዩ።

Upload Photos ስእልታት ስደዱ
Upload supported file (Max 15MB)

By submitting your property details, you consent to having the information, including photos, displayed on our website for tenants. Note:The send button will be unlocked only after you agree to the terms above. 

እዚ ሓበሬታ፡ ስእልታት ሓዊስካ፡  ብተኻረይቲን ካልኦት በጻሕቲ ናይዚ መርበብ ሓበሬታና። ከም ዝረአ ትፍልጡን ትሰማምዑን ኢኩም። ኣስተውዕሉ፣ ምስዚ ውዕል ከይተሰማማዕኹም፣ ነዚ መልእኽቲ ክትሰድዎ ኣይትኽእሉን ኢኩም።

Thanks for submitting!ስለመልእኽትኩም የቐንየልና!

Frequently Asked Questions(FAQs)

1. How do I submit my property to be listed? Fill out the form on this page with your property details, upload photos, and send it to us. We will review your submission and contact you shortly. 2. Is there a fee to list my property? No, submitting your property for review is completely free. Fees or commissions only apply once your property is successfully rented through our platform. 3. What information do I need to provide? We ask for details such as property type, location, pricing, and photos. Accurate and complete information helps us list your property faster. 4. Will my property details be visible to everyone? Yes, information and photos you provide may be displayed on our website for tenants to see. By submitting, you acknowledge and consent to this. 5. Can I update my property information later? Yes, you can contact us to update photos, rental dates, or other details at any time. 6. What if I’m unsure about the terms? Please read our submission terms carefully. If you agree, you can submit the form. If you have questions, contact us directly before submitting. 7. Do I need to have a registered business to list my property? No, private property owners can submit their listings as well. 8. Can I list multiple properties at once? Yes, you can submit multiple properties using separate forms or contact us for bulk listings.

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

1.ከካርዮ ዝደለኹ ክፍሊ ወይ ገዛ፣ ከመይ ጌረ ኣብዚ ከመዝግቦ ይኽእል፧ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ፣ቅጥዒ (ፎርም) ብምምላእ። 2.ከካርዮ ዝደለኹ ክፍሊ ወይ ገዛ ኣብዚ ከመዝግብ፣ዝሕተቶ ክፍሊት ኣሎ ድዩ፧ የለን። 3.እቲ ብዛዕባ ክፍለይ ወይ ገዛይ ዝህቦ ሓበረታን ስእልታትን፣ ተኻረይትን በጻሕቲ ናይዚ መርበብ ሓበረታን ክርእይዎ ድዮም፧ እወ።መኽንያቱ ነት ቅጥዒ(ፎርም) ክትመሉ ከለኹም፣ ነዚ ክትፈልጡን ክትሰማማዓሉን ትሕተቱ ኢኹም። 4.ብዛዕባ ውዑላትን ንዑኡ ዝመሳሰል ሕቶታትን እንተሃልዩኒ´ኸ፧ ብደስ ዝበለኩም መንገዲ።ተወከሱና።

Blog(ጹሑፋት)

ሓላዊ ሰላም

ሱስዕ ነጋዳይ

መዓልታዊ ንጥፈታቱ ከም ክልተ ማናቱ ኣሕዋት ቡዙሕ ፍልልይ ኣይርከበንን፣ኩለን መዓልታቱ ኣዝየን ይመሳሰላ፣በቃ ከምቲ “ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን” ዝተባህለ፣ ኣብ ናቱ መዓልታት ውን ሓድሽ ነገር ምርኣይ ዳርጋ ዘይንቡር ተርእዮ እዩ ሓላዊ ሰላም መዓልታዊ ንጥፈታቱ ከም ክልተ ማናቱ ኣሕዋት ቡዙሕ ፍልልይ ኣይርከበንን፣ኩለን መዓልታቱ ኣዝየን ይመሳሰላ፣በቃ ከምቲ “ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን” ዝተባህለ፣ ኣብ ናቱ መዓልታት ውን ሓድሽ ነገር ምርኣይ ዳርጋ ዘይንቡር ተርእዮ እዩ

ሒደት ስምዒትን ግዜን ኣውፊሩ፡እቲ ዝደልዮ ነገር ክረክብ ዝፍትን። ናያታ መናግድቱ ስሚዒታት፡ድሌት ኣብ ግምት ከይኣእተወ ወይ ዕሽሽ ኢሉ፡ዘይሚዛናዊ ናይ ስሚዒት በደላ ክፍጽም ዝህቅን።ካብቲ ዝኽተሎ ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ኣልጊሱ፡በቲ እንስሳዊ ድፊኢታቱ ዝምለኽ።ነቲ ዘይቁኑዕ ውሽጣዊ ድፊኢታቱ፡ካብ ውሽጡ ብዝነቐሉ ደገፍቲ ሓሳባት ጌሩ፡ርትዓዊ ከምስሎ ብዙሕ ሓኸት ይብል።ነታ መናግድቱ፡እቲ ልውውጦም፡ ልውውጥ ፍቅሪ ዘይምኻኑ ኣይሓባኣላን።እዚ ግን ንስሱዑኡ ርትዓዊ ዝገብሮ ኣይመስልን።ንሳ፡ እዚ ንግዲ፡ ንግዲ ፍቕሪ ክኾነላ ዝደለየት ትመስል።እቲ ክውንነት ናይቲ ዕዳጋ ግን ከምዝሓሰበቶ ዘይኮነስ፡ከምዝጸንሓ እዩ።

ንሂወት ኣፍኪስካ ምሓዝ

ዘስሕቕ´ዩ፡ ንሂወት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽረይ ኣእተየያ እየ፡ ክትብል ከምዘይጸናሕኻ፡ሂወት ግን ግብረመልሳ ግርም ጌራ ትበካ።ነገራት ኣብ ሓጺር እዋን ሸታሕታሕ ይብሉካ፡ እቲ እንኮ ዕዮካ፡ነዛ ቁጽጽራ ዘጥፍአት ሂወትካ ምቕጻል ይኸውን።እቶም ጨቢጥካ ሒዝካዮም ዝነበርካ ዝመስለካ እምነታት ብፍጥነት ትስእኖም።ሂወት፡ ነቶም ኣዕኑድ ናይ ምንባረይ እትብሎም ዝነበርካ እምነታት ኣፍሪሳ፡ ብዘይ ቤት ተትርፈካ።ሽዑ፡ ኣብ´ቲ ዝዓነወ ቤት ምስ ዝዓነወ ልቢ፡ ክትነብር ዘይኮንካስ ክትሰርር ትፍትን።ነቶም ልቦም ፈሪሱ፡ ዳግም ክሃንጽዎ ከይፈተኑ ወይ ፈቲኖም ዝተሓለሉ´ሞ ዘይሰረሩ፡ ትዝክሮምን ትርዳኣሎምን።ሂውት ኩሉ ሰብ ብሃሰሰ ለባም ዝነብራ፡ ናይ ጡፉኣት መንገዲ ኮይና ትስማዓካ።ድሕሪ ደጊም፡ “ጨቢጠ ዝሕዞም እምነታትን፡ ዝተኽሎም ኣዕኑድን” ኣይክህልውንን እዮም ትብል፡ መኽንያቱ ንሂወት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታው ዝብል ሓሳብ ዳርጋ ውዱቕ ስለትገብሮ።ንሂወት ኣፍኪስካ ትሕዛ፡ ዕትብነት ኣብ ስራሕ´ኻ እምበር ኣብ ሂወት ኣገዳሲ ኮይኑ ኣይራኣየካን።ነዛ መወዳእታኣ ዘይፍለጥን ንጹር ትርጉምን ዘይብላ ሂወት፡ ብዕትብነት ምሓዝ ምስቲ ብምልኣት ምንባር ዝብል ሓሳባትካ ይጋጨወካ። ስለዚ ኮይኮነ ኣይተርፍን ንሂወት ኣፍኪስካ ምሓዝ ዝሓሸ ኮይኑ ትረኽቦ። ዘየገልግሉኻ ስምዒታት ክተወግድ ትፍትን፡ ብዛዕባ ሞት ብዙሕ ተስተንትን። ዓለምን ሃለኽለኻን ከየጨናንቓኻ ብዙሕ ትጥንቀቕ።ተረርቲ ርእይቶታትካ በብሓደ ካብ ውሽጥኻ ክበኑ ይፍለጠካ።ኩሉ ዘረባኻ “ከምዝመስለኒ ወይ ካብ ተሞክሮይ” ይኸውን።

Become a member and experience the growth, wisdom, and renewal found within this house.

ኣባላት ብምኻን ኣብዚ ውሻጠ ናይዚ ገዛ ዘሎ ሽሻይ ይቃደሱ!

  • Weekly thoughtfully selected texts available only to members

  • Participation in guided discussion tables

  • Personal guidance and supportive dialogue

  • Meaningful connections and deep friendships    formed through shared reflection

  • And more

Some of the content and experiences available to members include:
ገለ ካብቲ ኣባላት ብምኻን ኡቱቃደስዎ ትሕዝቶታት፡ 
  • ንኣባላት ጥራይ ዝስደዶም ሰመናዊ ምሩጻት ጹሕፍት

  • ተሳትፎ ኣብ ናይ ዝርርብ መኣድታት

  • ዉልቃዊ ምኽርታትን ደገፍን

  • ምስ ካልኦት ኣባላት ብምኻን ዝፍጠር ዓሚቕ ምሕዝነታት

  • ወዘተን

Curiosity,Passion,Knowledge 

ሁንጥይነት፣ተመስጦ፣ ፍልጠት

The Art of Working Together

We welcome collaboration opportunities. If you are interested in selling your product or service through our website, please do not hesitate to contact us. We would be glad to explore potential partnerships.

E-mail:hello@curioustofreedom.com

​​

ንዑ ሓቢርና ንዐየ

ሓቢርካ ምስራሕ”፣ሓደ ካብቲ መሰረታውያን ክብርታት ናይዚ ድካና እዩ።ስለዚ ዝኾነ ብመንገድና ክትሸጥዎ እትደልዪ ኣጎልጉለት ወይ ውን ንብረት እንተልይኩም፣ርኸቡና፣ተወከሱና፣ ንዑ ሓቢርና ንዐየ።​

ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳበ፡hello@curioustofreedom.com

Subscribe to our newsletter • Don’t miss out! ኣብዚ ንንልጥፎ ሓድሽ ሓበታትን ምዕባለታትን ንምክትታል፣ ተመዝገቡ።

bottom of page